Search in the website:

Your cart

Your cart is currently empty.

Return to shop

News

ቮልታ ቫለንስያና 2017- መርሃዊ ቅዱስ ዓቢ ዓወት ኣመዝጊቡ!!

Written by on 4 February 2017

ቮልታ ቫለንስያና 4 ለካቲት 2017 4ይ መድረኽ መርሃዊ ቅዱስ ዓቢ ዓወት ኣመዝጊቡ!!!!! ካብ ሰጎርበ ተበጊሱ 180ኪሜ ብምስልሳል ኣብ ኣብ በሪኽ ጎቦ ናይ ሉለንሰና ዝተዛዘመ 4ይ መድረኽ ቮልታ ቫለንስያና ብሉጽ ናይ ምሕዃር ብቕዓት ዝለዎ ሓደ ካብቶም 5ከዋኽብቲ ዓለም ዝኸነ ናይሮ ኲንታና ዕዉት ኮይኑ። ፨ኲንታና ጸወታ ኪዛዘም 3ኪሜ ኣብ ዝተረፈሉ ኢዩ ኣብቲ ብእግርኻ ንኽትድይቦ ውን ዘጸግም ጎቦ […]

Read More

Load more